Beschrijving
መጻኢ ገንዘብ ናይ’ዛ ዓለም ብዘይ ጥርጥር ዲጂታል ኢዩ። ድሮ ካሽ ኣልቦ ሕብረተሰብ እንዳኾንና ኢና። ቢትኮይን ኣብ ዲጂታላዊ ቁጠባ: መኸዘኒ ሃብቲ ዲጂታላዊ ወርቂ ክኸውን ተኽእሎ ኣለዎ።
ቢልዮነር ቢልጌይት መስራቲ ማይክሮሶፍት
ተስላ ናይ ልዕሊ ቢልዮን ዶላር ቢትኮይን ክገዝእ ዝወሰነሉ ውሳነ: ቢትኮይን ናይታ ሕጂ እንፈጥራ ዘለና ዲጂታላዊት ዓለም ዲጂታላዊ ግምጃ ወርቂ ስለ ዝኾነ ኢዩ።
ቢልዮነር ኢላን ማስክ ኣካያዲ ተስላ
ቢልዮነር ኢላን ማስክ ኣካያዲ ተስላ
ቢትኮይን ክሳብ ሕጂ ካብ ዝተፈጥሩ ዓይነታት ገንዘብ: ብዓይኒ ምህንድስና ገንዘብ እቲ ዝላዓለ ባህሪ ናይ ገንዘብ ዘካተተ ገንዘባዊ ቴክኖሎጂ ኢዩ። ብዘይካ እዚ ናይ ገዛእ ርእሱ ባንክን መበቆላዊ ሕጊ ጸዓት ዘካተተ ኣገባብ ዕደንኡ ምስ ረኣኻ ድማ ኣዚኻ ትግረም።
ቢልዮነር ማይክል ሴይለር መስራቲ ማይክሮስትራተጂ
ወርቂ ናይ ፈጣሪ ኢዩ። ዶላር ናይ መንግስቲ ኢዩ። ቢትኮይን ግን ናይ ህዝቢ’ዩ።
ሚልዮነር ኣንተርፑነር ራበርት ኪዮሳኪ
ቢትኮይን ብዛዕባ እቶም ካብ ዲጂታላዊ ባንክን ዲጂታላዊ ቁጠባን ርሕቖም ዘለዉ ሽዱሽተ ቢልዮን ህዝቢ ዓለም ኢዩ። ቢትኮይን ነቶም ናይ ባንክ ዕድል ዘይረኸቡ: ናይ ባንክ ዕድል ብምፍጣር ናብ ፋይናንሳዊ ዓለም ዘእቱ ድንድል ኢዩ።
ሳሙኤል ዑቕባይ
Beoordelingen
Er zijn nog geen beoordelingen.